ጥንሲ

16 Naturelles 2

መከላኸሊ ጥንሲ ድሕሪ ሕርሲን አብ ግዜ ምጥባውን

ንስጋዊ ርክብ ፡ኣብ ጊዜ ጥንስን ድሕሪ ሕርስን፡ ከምኡ ድማ ጥንሲ ንምክልኻል ዘድልዩ ሓበሬታ።

ተወሳኺ ሓበሬታ
22 Allaitement

ጥንሲ፡ ሕርስን ምጥባውን

ኣብዚ ሓበሬታ ብዛዕባ ጥንሲን ድሕሪ ሕርሲን ብዛዕባ ዘሎ እዋንን ሓበሬታ ትረኽባ። ንምሳለ ብዛዕባ ምምሕዳራዊ ሕቶታት፣ ወሲባዊነት፣ ሕርሲ፣ ምክልኻል ጥንሲን ካልእ ብዙሕን።

ተወሳኺ ሓበሬታ
20 Q admins

ዛዕባ ጥንስን ንምምሕዳር ዝምልከቱ ሕቶታት

ሓበርሬታ፡ብዛዕባ ሕጋዊ መሰል፡ ቑጠባውን ማሕበራውን ናብራ ኣብ ጊዜ ጥንሲ።

ተወሳኺ ሓበሬታ
21 Sexucontra

ጥንሲ፡ ስጋዊ ርክባትን መከላኸልን

አብጊዘ ጥንሲ ፡ድሕሪ ሕርሲ ብተወሳኪንመ ከላከሊ ጥንሲ ዝም ልከት ሐበረታታት

ተወሳኺ ሓበሬታ
24 IG

ምስዳድ ጥንሲ ሓበሬታን ምኽርን

ሓደ ዘይተደለየ ጥንሲ ቅልውላው ከስዕብ ይኽእል እዩ። መሰረታዊ ዝኾና ሕቶታት ይልዓላ እየን። እተን በዚ ዝተተንከፋ ሰባት ጥራሕ እየን ክፈርዳ ዝኽእላ፣ ጥንሲ ኣብቲ ናተን ኩነታት እንታይ ማለት ከም ዝኾነ።

ተወሳኺ ሓበሬታ

ሕቶ'ዶ ኣለኩም?

ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሙያ ንናይ ጾታዊ ጥዕና ንሕቶኹም ሰብ ሙያ ብስቱር ክመልሱልኩም እዮም። እሳቶም ነቲ ናትኩም ኩነታት ዝኸውን ጭቡጥ መፍትሒ ንኽትረኽቡ ይሕግዙኹም እዮም።

ተወሳኺ ሓበሬታ